51,99 €
inkl. MwSt.
Versandkostenfrei*
Versandfertig in über 4 Wochen
payback
26 °P sammeln
  • Broschiertes Buch

እዚ መጽሓፍ ንተዛረብቲ ቋንቋ ትግርኛ ዝተዳለወ ኮይኑ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ጊታር ንክትጻወቱ ዘኽእል እዩ። ብስእላዊ መምሃሪ ሓገዝ ተደጊፉ ብቀሊልን ንጹርን ኣቐራርባ ተጻሒፉ ኣሎ። ኣብ መወዳእታ ምዕራፍ እዚ መጽሓፍ ከኣ ብቀሊሉ ክትጻወትዎ ትኽእሉ ደርፍታት ትግርኛ ምስ ኮርዱ ተዳልዩልኩም ኣሎ። ሰናይ ናይ ልምምድ ግዜ ይኹነልኩም!"

Produktbeschreibung